ዛጊት ኣስታት 10-ሽሕ ኣባይቲ ዓበይቲ ህንጻታትን ኣዕንዩ ዘሎ ባርዕ፡ ኣብቲ ብኣዝዩ ፍጡን ቅልጣፈ ዝጓዓዘሉ፡ ሰራሕትኛታት መጥፋእቲ ሓዊ መጠናዊ ተስፋ ዝረኸቡ ይመስሉ። ዛጊት ተፈሊጡ ካብ ዘሎ፡ ብውሑዱ 5 ኣብያተ-ክርስትያናት፡ ሓደ ምኹራብ (ቤት መቕደስ ኣይሁድ)፡ ሽውዓተ ኣብያተ-ትምህርቲ ክልተ ኣብያተ-ንባብ፡ ...
ድሕሪ ንህይወትን ውርሻን ፕረዚደንት ኣመሪካ ዘኽብር ሽዱሽተ መዓልቲ ዝወሰደ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብታ ዝነብሩላ ዝነበሩ ክፍለ-ግዝኣት ጆርጅያ ተዛዘሙ። ኩሎም ብህይወት ዘለው ሓሙሽተ ፕረዚደንታት ኣመሪካ ዝሓበርሉ ንመበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብቲ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝርከብ ...